ኣብ “ትግርኛ መተርጕመ-ጉግል” ብከመይ ንሳተፍ?

ኣብ “ትግርኛ መተርጕመ-ጉግል” ብ 2 ነገራት ክንሳተፍ ንኽእል::

ኣብ ጉግል ኣስተዋጽኦ (contribute) ከምኡ’ውን ኣብ ምጽዳቕ (validate) ብምስታፍ::

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ተዓዘቡ::

ጉግል ንቋንቋ ትግርኛ ኣብ ማህደሩ ኣስፊሩዎ

ኣብ ዊኪፐድያ ብ ትግርኛ ዝተዳለዉ ጽሑፋት ብምድላው

ብከመይ ኣብ ዊኪፐድያ ብ ትግርኛ ዝተዳለዉ ጽሑፋት ተዳሉ::

ኣብ ጉግል ኣስተዋጽኦ (contribute) ከምኡ’ውን ኣብ ምጽዳቕ (validate) ብከመይ ንሳተፍ?

  • 1: Go to [translate.google.com](http://translate.google.com/)
  • 2: Click on “Community” icon– see as seen on step 2
  • 3: On the “Community” pop-up window, click on the drop-down arrow. as see on step 3
  • 4: Select “English – Tigrinya” – as see step 4
  • 5: In the pop-up “Contribute” window:
    • 5a: Click anywhere on the “Validate” window (see step 5a) to validate a given translation, or
    • 5b: Click anywhere on the “Translate” window (see step 5b) to translate a given phrases, clauses, or sentences.

Steps to Access and participate in Tigrinya Google Translate.

ዚያዳ ሓድሽ ሓበሬታ ድማ ብጋዘጠኛ Don ዝተዳለወ link ኣብዚ እነሀልኩም ።